#ጀነራል ጻድቃን ኣብ ልዕሊ ህወሓት ተሪር ስጉምቲ ክወስድ ስልጣን ክወሃቦ ከምዝሓተተ #lbonatv #eritrea #tigraynews

#ጀነራል ጻድቃን ኣብ ልዕሊ ህወሓት ተሪር ስጉምቲ ክወስድ ስልጣን ክወሃቦ ከምዝሓተተ #lbonatv #eritrea #tigraynews

Lbona TV

1 месяц назад

8,870 Просмотров

Ссылки и html тэги не поддерживаются


Комментарии:

@HiwotAmare-q9o
@HiwotAmare-q9o - 31.07.2024 22:27

ልቦና ሚድያ እንካዕ ደሐን መጻእካ ሐውና

Ответить
@user-ro9nv6vu2m
@user-ro9nv6vu2m - 31.07.2024 22:35

አታ ዝኾነ አፍ ዘከፈተ ፖለቲካ አሉ ይዛረብ እዚ ከ ካብ እንስሳ ዘይሓይሽ ሰማዒ አለዎ ማለት ድዩ ዋይ ዋይ ዋይ

Ответить
@wediere2238
@wediere2238 - 31.07.2024 23:00

ኣታ ኣበይ ዝነበረ ጻዕዳ ኣድጊ ድዩ ወደይ ዚ ዘርኢ ዓጋመ፡ እስኻስ ኣብ ኣስመራ ዓቢኻ እንበር መቐለ ትጽብቕ ክትብል ንቡር ኢዩ ማንቲስታ ዓርክና መታዓቢትና፡ ዘይትመጽእ ዝነበርካ ዳኣ ምስ ሓመዱ ኣታ ጎራሕ ሞ ናይ መቐለኻ ግበር ትግራይካ ሒዝካ ጥፋልና፡ ኣርኣያ ካብቶም ዘይሕሱ ጋዜጠኛ ኢዩ ንወያነኻ መዓንጣኣ ኢዩ ዘውጻኣ፡ ትግራዋይ እንዲኻ ኣይትሕፈር በዓል ዓረብያ💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷

Ответить
@wediere2238
@wediere2238 - 31.07.2024 23:20

ኣታ ክንዴዲኡ ይሕሱ ኢዩ እዚ ገጽ ኣድጊ ወያነ ዛኣመንሉ 1'5 ሚልዮን ወያነ ዘኣመንትሉስ እስኻ ክክሕዶ ኣታ በዓል ዓረቢያ ኣብኣ ዝነበርካ ትመስል ክክክክ ወግእ ማለት ትፈልጦ ዲኻ ብስሚዒት ዝግለጽ ኣይኮነን፡እቲ ክወነነት ጽውጽዋይ ጌርካ ክትገልጾ ክትደፍር ባይታኻ ትጥፋእ ሓሳዊ ዓጋመ፡ እስኻስ ምስ ጋዜጠኛ ኣርኣያ ሓሳዊ ክትብሎ ደንቆሮ 4 ክፍሊ።

Ответить
@getahuntewledmedhin5057
@getahuntewledmedhin5057 - 31.07.2024 23:23

ኣብ ልዕሊ ጄነራል ምግበይ ክሲ ንምምስራት ማለት ናይ አድና አቅሚ ምድካም ሓሳብ ስለዝኮነ ግቡእ አይኮነን

Ответить
@user-vt1fi4wc6x
@user-vt1fi4wc6x - 31.07.2024 23:40

💙💙💙💙👍💙💙💙💙

Ответить
@gebrehiwet3114
@gebrehiwet3114 - 31.07.2024 23:52

ናይ እዚ ወዲ እዙይ ናብ ሚድያኻ ከይቀረበ ገይጋ እዩ
አብ ኩናት ትግራይ እኮ ደብረፅዮን ክሳዱ ቆሪፆም ወሰዶሞ እኮ ኢሉና እዩ አብ ሚድያኻ በምቅራብካ ልዕልነት የሰሙዖ ::

Ответить
@user-vt1fi4wc6x
@user-vt1fi4wc6x - 31.07.2024 23:55

👍👍👍👍

Ответить
@user-oz1zp7jh3p
@user-oz1zp7jh3p - 01.08.2024 00:48

መሃሮም እስከ ገለ ተነቒሑ፣እዞም ፖለቲካውያን መጀመርያ ህላውነቶምን ህላውነት ህዝቦምን ከረጋጊጹ ኣለዎም።

Ответить
@user-oz1zp7jh3p
@user-oz1zp7jh3p - 01.08.2024 00:51

🎉🎉🎉🎉🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤😢

Ответить
@alematgebretatyes1023
@alematgebretatyes1023 - 01.08.2024 01:09

ዘይተረጋገፀ ኣይትዛረብ
Unsubscribe ግበርዎ

Ответить
@user-bu8iw5eh3g
@user-bu8iw5eh3g - 01.08.2024 02:22

Remove traitor Getachew and fascist Tsadkan.

Ответить
@mesfin123
@mesfin123 - 01.08.2024 02:56

ዘይትንዕቆም

Ответить
@frewenigergish1579
@frewenigergish1579 - 01.08.2024 04:42

ብጣዕሚየ ዝካተተልካ ዝወደይ ነዚ መስኪን ህዝቢ ትግራይ ደገፍ ሚድያ የድልዮ'ዩ።❤❤ ብጣዕሚ መሳሓቂ እዞም ጉሓፋት ኮይኑ ህዝቢ ትግራይ!

Ответить
@user-tq2xr3fg4w
@user-tq2xr3fg4w - 01.08.2024 05:14

ብሉጽ!!!!!!!!🌹❤🌹❤❤👌🏻

Ответить
@user-tq2xr3fg4w
@user-tq2xr3fg4w - 01.08.2024 05:19

እዚ ሓደ ሚልዮን ሞይቶም ዝብለና ዘሎኮ ነቲ ህዝቢ ዝቀተልዎ ኩሉ ወታሃደር ዩ ዝብለና ዘሎ

Ответить
@welday232
@welday232 - 01.08.2024 09:00

ኣንታ ክንደይ ትሕሱ

Ответить
@solomonhadush9726
@solomonhadush9726 - 01.08.2024 21:05

ከምዚ ከማኻ ኤርትራዊ የብዛሓዮ ዝተረዳኣካ የቅንየልና

Ответить
@almazalazartewolde1289
@almazalazartewolde1289 - 04.08.2024 03:38

Araya is, Super 👍👍👍😊

Ответить
@SharleenTodd-w5q
@SharleenTodd-w5q - 09.09.2024 14:48

Lee Timothy Rodriguez Donna Lopez Robert

Ответить