Комментарии:
❤❤❤❤
ОтветитьGood job 👍 thank you 🌹🌹🌹❤️❤️❤️
Ответитьብጣዕሚ እኒዲዩ ደስ ዝብል ዛታ ግን ፁሙቕ ኣብልኸ መሐሸ🎉❤ ብዝነ ነፉዕ
ОтветитьMen eyu shmu ezi zenbib wedi. Robel zibehal zifelto amiche zifelto neru niuu zitiem😅
Ответить❤❤❤❤❤
Ответить❤❤❤❤❤
Ответить❤❤❤❤
Ответитьብልቡ ብሓንጎሉ ሕሰብ❤ሓደራ ስሚዒትካ ከይቆፃፀረካ ነገር ከይውዳእ❤ስሚዒትካ ዝኣዘካ ተዘይፈፂምካ ፈፂሙ ድቃድ ዝባሃል ኣይወስደካን❤ኣብ ዓለም ሓያል ሰብ ዝባሃል ንስሚዒቱ ዝቆፃፀር❤ናይ ፍቅሪ ናይ ሕርቃን ናይሓዘን ናይ ሓጎስ ❤
Ответитьአብዛ ዓለም ❤መጀመርያ ቀዳምነት ስድራ ክስሩዑ ኣለዎም ❤ስድራ ዝታሓወስዎ ነገር መወዳእቱኡ ፁቡቅ ዝከው❤ዝሓስብ❤ኣነ ሓዳር ክሳብ ዘይገበርኩልኪ ጎናኪ እየ😮😢ንመፃኢ ሰብ ኢና እሞ ክንባኣስ ንክእል😢ፀግዒ ዝኮንኪ ቤተሰብኪ እዬም ብፉፁም ከይትባኣሲ❤ርእሰ ተኣማንነት ኣኡኡሙሮ❤
Ответитьልቢ ዘይትገብር😢❤ምእንተካ ዶ ኣዬኮንኩን ሚንባሎ ዝሰርሕ ዘለኩ ብ ሓዊ ዝልብለብ ዘለኩ❤ረኤዬ እስኪ አደይ እግረይ ማዳይ ኩሉ ነገረይ❤ቅሩብ ኣደይ ክሕግዛ ኣይትብልን❤ጠባይ ኣይትገብርን😮ክንደይ ጊዜ እየ ክዕገሰኪ ስሚዒ ስምዒ❤ከመይ ዝበልኪ ርግምቲ ውላድ ኢኪ❤ካብ ማህፀነይ ኢኪ ወፂእኪ ❤ቅሩብ ሰብ ክትኮኒ ዘይትፍትኒ❤ኣኪሉካ መስተ ባእሲ ስጋራ😢ናይ መጨረሻ ተወዲኡዋ😢❤ካብዚ ዘለናዬ ሂወት ክንወፅእ ትደልዶ❤ኣነ እትርፎ ንከብድና ናብራ ዝቅይር ዓቅሚ የብለይን❤ሓደ ተስፋይ ንሱኩም ኢኩም❤እንታይ ግበሪ ኢኪ ትብልኒ ዘለኪ😢ድካ ኮይኑ ክነብር ዝደሊ ኣሎ ድዩ❤እንታይ ትሓስብ.😢❤ሓደ ሰብ ኑፉዕ ግን❤ጠባይ ዘይቡሉ ስነ ምግባር ስነ ስርዓት 😮መኪና ነዳዲ ሽፎር ሕጊ ጎማ እግሪ ❤ትምህርቲ ጥራሕ ድኪ ትፈልጢ❤ድራማ ዲስኮ ጭፈራ ምዝንና ኩሉ ምፍላጥ😮❤
Ответитьበራስ መተማመን ፍላጎት ምርጫ❤😢ኣተሓሳስባ❤ኣንቲ ምስዚ ኩሉ መንፋዕቲኪ 7 ኣሕ❤ኣነ ክንደይ ጊዜ እየ ክዛረብ❤ቅሩብ ኣየደንግፀክን ድየ❤ከም ሰብ ዘይትኮኒ❤ሰብ እንታይ ይብለኒ ኣይትብልን❤ስለ ቤተሰብኪ ዘይትሓስቢ❤ረእዬ እስኪ መነባብሮና ተማሂረ ሰሪሐ ክልውጣ ዳኣ ከይትብሊ❤ገለ ዳኣ ሓሚምኪ ከይትኮኒ❤ፅባሕ ንጉሆ ኣነ ብጎሂ ጣዕ ኢለ ምስ ዝሞት ተጣዒስካ ተመሊስኪ ኣይክትረክብንን❤ኣቲ ቆልዓ ተጠንቀቂ😢😢ዝኩሉ ምክሪ ዘይሰምዕ የንፀርፅር ❤ዘየክብር❤ናይ ሂወት ጉዕዞ❤
Ответить